ክፍላተ-ትምህርቲ ማሕበራዊ ውህደት

ኣብ ቤልጅዩም ከይተጋየሽኩም ክትቅመጡን ብዛዕባ እዛ ሃገር እዚኣ ዝሓሸ ኣፍልጦ ክህልወኩምን ትደልዩ ዶ? ኣብ`ቲ እትነብሩሉ ዞባ፡ ኣብ መላለዪ ማሕበራዊ መደባት ተሳተፉን ትምህርቲ ቋንቋ ውሰዱን።

ንበልጅዩም ሓድሽ እንተ ኾይንካ ወይ ኣብ በልጅዩም ንእተወሰነ እዋን ትነብር እንተ ኣሊኻ፣ መደብ ጥምረት ብናጻ ብቛንቋኻ ወይ በቲ እትርድኦ ቛንቋ ክትወስድ ትኽእል ኢኻ።

ንመን እዩ?

እንታይ ኢኻ ትመሃር?

መደብ ጥምረት ነዞም ዝስዕቡ ዝሓቁፍ ኢዩ፥

  • ትምህርቲ ኣነባብራ ኣብ በልጅዩም (ስራሕ፣ምንባር፣ ትምህርቲ፣ መሰላትካን ግቡኣትካን)
  • ስራሕ ንምርካብ ወይ ናይ ስልጠና ትምህርቲ ኣብ ምርካብ ዝወሃብ ሓገዝ
  • ሓበሬታ ብዛዕባ ስፖርት፣ ባህሊ ከምኡውን ናጻ ግዜ
ትምህርቲ ጥምረት