ናይ ኩኪስ ፖሊሲ

ኩኪስ፡ መርበብ ሓበሬታታት ክትከፍቱ ከለኹም ኣብ ኮምፒተርኩም ክቕመጡ ዝኽእሉ ንኣሽቱ ናይ ጽሑፍ ፋይላት እዮም። ንኣብነት ከም በዓል እትመርጽዎ ቋንቋ ዝኣመሰለ ሓበሬታ ኣብዚ ናይ ጽሑፍ ፋይል ይዕቀብ። ኣብ መጻኢ ነቲ መርበብ ሓበሬታ ከም እንደገና ኣብ እትኸፍቱሉ፡ እቲ ኩኪ ናብቲ መርበብ ሓበሬታ ተመሊሱ ይለኣኽ። በዚ መገዲ እዚ፡ እቲ መርበብ ሓበሬታ ንብራውዘርኩም የላልዮ እሞ ከምኡ ድማ ንኣብነት፡ ዝመረጽኩሞ ቋንቋ ክዝክር ይኽእል።

ኩኪስ መብዛሕትኡ እዋን ዕለቶም ዘብቅዓሉ ግዜ ኣለዎም። ንኣብነት፡ ገሊኦም ኩኪስ ብራውዘርኩም ምስ ዓጸኹሞ ብኡንብኡ ይድምሰሱ (እዚኣቶም ሰሽን ኩኪስ - session cookies - ይበሃሉ)፡ ገሊኦም ድማ ንንውሕ ዝበለ እዋን፡ ሓድሓደ ግዜ ድማ ባዕልኹም ክሳብ እትድምስስዎም ኣብ ኮምፒተርኩም ይጸንሑ (እዚኣቶም ፐርሲስተንት ኩኪስ - persistent cookies - ይበሃሉ)።


ኣየኖት ኩኪስ ንጥቀም? ንምንታይከ?
መርበብ ሓበሬታና ክትጥቀሙ ከለኹም፡ እዞም ዝስዕቡ ኩኪስ ነቐምጥ፦

ተግባራውያን ኩኪስ
እዞም ኩኪስ እዚኦም ነቲ መርበብ ሓበሬታ ኣብ ንኽትበጽሑ ዘኽእሉኹም ንቴክኒካዊ ምኽንያታት ጥራይ ዘገድሱ እዮም። ብምኽንያት እዚ ቴክኒካዊ ኣድላይነቶም፡ ክትሕበሩ ግዴታ እዩ፡ እዞም ኩኪስ እዚኣቶም ድማ ናብቲ መርበብ ሓበሬታ ምስ በጻሕኩም ብኡንብኡ ይዋደዱ።

ስም ኩኪዘብቅዓሉ ዕለትዕላማ
SSESS1 ወርሒኣብቲ መርበብ ሓበሬታ ምስ ኣቶኹም፡ ንብራውዘርኩም ንምልላይን ምስቲ ኣብ ሰርቨር ባክኤንድ ናይቲ መርበብ ሓበሬታ ዘሎ ናይ ተጠቃሚ ኣካውንትኹም ንምትእስሳርን ኩኪ የድሊ።
cookiesjsr100 መዓልታትእዚ ኩኪ እዚ ናይ ኩኪ ምርጫታትኩም ይከታተል።
personalization.language14 ኣዋርሕናይ ተጠቃሚ ናይ  ቋንቋ ምርጫ ይዝክር።
ስእሊ ኣይተርኢ (Disable image)1 መዓልቲ ኣብ መርበብ ሓበሬታና ስእሊ ንኸይርአ እንተመሪጽኩም ነዚ ይዝክሮ።
_rspkrLoadCoreክሳብ መወዳእታ ናይ ሰሽንእቲ ብድምጺ ኣብ ስክሪን ዝርከብ መንበብ ጽሑፍ (screen reader) ብትኽክል ምስርሑ የረጋግጽ።
_oauth2_proxy_ofa_0 en _oauth2_proxy_ofa_112 ሰዓታትድሕነት ንምሕላውን ተጠቃሚ ደጋጊሙ ከይኣቱን ከይወጽእን ንምክልኻል።

webchat_channelId 

 

ክሳብ ምዝዛም ሰሽንኣብቲ መርበብ ሓበሬታ ዝርከቡ መልእኽትታት ኣብ ምሉእ እቲ ሰሽን ምስ ሓደ ዓይነት ዕላል ወይ “ቻነል” ክተሓሓዙ የኽእሎም።
webchat_conversationIdክሳብ ምዝዛም ሰሽንምልላይ ናይቲ ህሉው ቻት። እቲ ቻት ዳግማይ ምስ ተሰርዐ/ ሪሰት ምስ ኮነ ይቕየር።

ትንተናውያን ኩኪስ
ትንተናውያን ኩኪስ ንምውዳድ Matomo ዝበሃል መሳርሒ ንጥቀም። ብመገዲ Matomo ኣቢልና፡ በጻሕቲ ነዚ መርበብ ሓበሬታ ብከመይ ከም ዝጥቀሙሉ ሓበሬታ ክንእክብ የኽእለና፣ እዚ ድማ ትሕዝቶ መርበብ ሓበሬታና ንምምሕያሽ፡ ምስ ድሌት በጻሕቲ ዝያዳ ዝሰማማዕን ንኣጠቓቕማ ዝምችእ ንምግባርን እዩ።
ኣብ ናይ Matomo መርበብ ሓበሬታ፡ በቲ ናትና ናይ ኩኪ ምርጫ መምሓደሪ (cookie preference manager) ኣቢልኩም ትንተናዊ ኩኪስ ምስ ትሰማምዑ፡ ናይቶም ዝዋደዱ ኩኪስ ዝርዝር ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።

ናይ ቪድዮ ኩኪስ
እዞም ኩኪስ እዚኦም ኣብ መርበብ ሓበሬታና ዝሰፈረ ቪድዮ (ንኣብነት፡ ካብ YouTube ዝመጸ ናይ Fedasil ሓበሬታ ቪድዮ) ንኸነርእየኩም የኽእሉና። እዞም ኩኪስ እዚኦም ኣብ መርበብ ሓበሬታና ነቲ ናይ YouTube ቪድዮ ክትርእዩ ከለኹም ጥራይ እዮም ዝፍጠሩ። ኣብዚ ከምዚ ኲነታት፡ ናይቲ ናይ ግዳም መድረኽ (external platform) ናይ ብሕትውናን ኩኪን ፖሊሲታት ተፈጻሚ ይኸውን። ኣብ ብራውዘርኩም ብምእታው፡ ናይ ውልቃዊ ናይ ኩኪ ምርጫታትኩም ኩሉ ግዜ ከተስተኻኽሉዎ ትኽእሉ ኢኹም (ኣብ ታሕቲ ምሕደራ ኩኪስ ዝብል ተመልከቱ)።

ስም ኩኪዘብቅዓሉ ዕለትዕላማ
YSCሰሽን[YouTube] ተጠቃሚ ምስ ቪድዮታት ዘለዎ መስተጋብር ይከታተል።
VISITOR_PRIVACY_METADATA13 ኣዋርሕ[YouTube] ናይ ተጠቃሚ ናይ ብሕትውና ሓበሬታ ይሕዝ።
VISITOR_INFO1_LIVE6 ኣዋርሕ[YouTube] Youtube ናይ ኢንተርነት ፍጥነት/ባንድዊድዝ ንክውስን ይሕግዞ
__Secure-ROLLOUT_TOKEN6 ኣዋርሕ[YouTube] መንነት ንምርግጋጽ ዘገልግሎ ናይ ድሕነት ኩኪ።
AEC6 ኣዋርሕ[YouTube] ድሕነት ተጠቃሚ ንምሕላውን ብዘይፍቓድ ዝግበር ናይ ምእታው ፈተነ ንምክልኻልን ይሕግዝ።
DVካብ 6 ኣዋርሕ ክሳብ 10 ዓመታት[YouTube] ብዛዕባ ናይ ተጠቃሚ ሰሽናት ሓበሬታ ንምእካብ የገልግል።
IDE13 ኣዋርሕ[YouTube] እዚ ኩኪ እዚ ንመወዓውዒታት ብሕታዊ ንምግባርን ኣድማዕነቶም ንምዕቃንን ዝጠቅም እዩ።
NID6 ኣዋርሕ[YouTube] ምርጫታትን ሓበሬታን ናይ ተጠቃሚ ሰሽን ይዕቅብ።
PREF6 ኣዋርሕ[YouTube] ከም መቓናት (ሴቲንግ) ምርጫ ቋንቋ ዝኣመሰሉ ናይ ተጠቃሚ ምርጫታት ይዕቅብ።
SOCS13 ኣዋርሕ[YouTube] ንማሕበራዊ ርክባትን ትሕዝቶ ምክፋልን (content sharing) ይጠቅም።
__Secure-BUCKET13 ኣዋርሕ

  [YouTube] ንምርግጋጽ መንነት ዝጠቅም ናይ ድሕነት ኩኪ።

 

__Secure-ENID13 ኣዋርሕ[YouTube] ንምርግጋጽ መንነት ዝጠቅም ናይ ድሕነት ኩኪ።
__Secure-YEC13 ኣዋርሕ[YouTube] ንምርግጋጽ መንነት ዝጠቅም ናይ ድሕነት ኩኪ።

ኣጠቓቕማ ኩኪስ ብከመይ ክቆጻጸሮ ይኽእል?
ኣብ ታሕቲ ዘሎ “ናይ ኩኪስ መቓናት (ሴቲንግ)” ብምጥቃም ዝሃብኩሞ ፍቓድ ብቐሊሉ ከተንሳሕቡዎ ትኽእሉ ኢኹም። 
ኣብ መሳርሒኹም እንታይ ኩኪስ ከምዘሎ ክትፈልጡ ወይ ክትድምስሹ እንተደሊኻ፡ ኣብ ብራውዘርኩም ዘሎ መቓን (ሴቲንግ) ክትጥቀሙ ትኽእሉ ኢኹም። እዚ ብከመይ ከም ዝግበር ኣብዞም ታሕቲ ዘለዉ ሊንክታት ተወሳኺ ሓበሬታ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።

ካልእ ብራውዘር ዲኹም እትጥቀሙ? ናይ ብራውዘርኩም መስርሕ ኣብቲ መርበብ ሓበሬታ ይርከብ ድዩ ኣይርከብን ርኣዩ www.allaboutcookies.org/manage-cookies። እዚ መርበብ ሓበሬታ ብእንግሊዝኛ ጥራይ ዝተዳለወ እዩ።


ነዚ ናይ ኩኪ ፖሊሲ ምስ ኣንበብኩ ሕጂ'ውን ሕቶታት እንተሃልዩኒ ከ?
ብዛዕባ ምምስራሕ ውልቃዊ ዳታ ብመገዲ ኩኪስ ተወሳኺ ሕቶታት እንተሃልዩኩም ናብ ሓላፊ ሓለዋ ዳታ (DPO) በዚ ዝስዕብ ኢመይል ተወከሱ privacy@fedasil.be