

ኣብ'ዚ እዋን እዚ ትካል ፌዳሲል ንዅላቶም ሓተትቲ ዕቝባ መጽለሊ ክህብ ኣይክእልን እዩ።
ኣብ ኵነተ-ተነቃፊነት ንዝርከቡ ሰባት (ደቀ'ንስትዮን ህጻናትን) ቀዳምነት ይወሃብ እዩ። መጽለሊ እንተዘይረኺብኩም፡ ኣብ መዝገብ ተጸበይቲ ተመዝጊብኩም ክትጸንሑ ትኽእሉ ኢኹም።
ሕቶ ኣለኩም ዶ?
ንዴስክ ሓገዝ (ነቝጣ ሓበሬታ ብቘጸራ ጥራይ እዩ ዝኽፈት) ተወከሱ
ተሌ.፦ +32 (0) 2 227 41 51
ኢ-መይል፦ dispatching@fedasil.be
ምድሪ-ቤት ነቝጣ መርበብ ሓበሬታ
ነቶም ኣብ ቤልጂዩም ዝርከቡ ሓተትቲ ዕቝባ ዘገልግል ሕምብርቲ ሓበሬታ
ተወሳኺ ሓበሬታ ርኸቡ

ወይ
ብመሰረት ኣርእስተ-ቴማ ሓበሬታ ርኸቡ
ህቡባት ሓረጋት ወይ ቃላት