መዝገብ ዝርዝር ትርጉም ቃላት

ፌዳሲል

ፈደራላዊ ትካል ምቕባል ሓተትቲ ዕቝባ።  ሓተትቲ ዕቝባ ናይ ምቕባልን ምሕጋዝን ሓላፍነት ዝስከም ኣካል መንግስቲ ቤልጂዩም። እዚ ድማ ኣብ ክፉታት መቐበሊ ማእከላት ወይ ከምኣቶም ዝኣመሰሉ ኣባይቲ። ትካል ፌዳሲል፡ ጉዳያት ወለንታዊ ምምላስ ስደተኛታት እውን ይከታተል።