ኣብ ናይ መበቆል ሃገር
ከም ኵነታት ናይ`ታ እትኸድዋ ሃገር፡ ምስኣትኹም ዝግበረልኩም ተወሳኺ ሓገዝ ክህሉ ተኽእሎ ኣሎ።
ኣብ`ታ እትኸድዋ ሃገር ምስኣትኹም ክግበረልኩም ዝኽእል ተወሳኺ ሓገዝ ምህላዉን ዘይምህላዉን - ትካል ፌዳሲል ክፍትሽ እዩ።
ኣብ ሃገርኩም እውን ዳግማይ ተጣዪስኩም መነባብሮ ንኽትጅምሩ ዝሕግዛ ማሕበራት ኣለዋ። እዘን ማሕበራት እዚኣተን ካሪታስ ኢንተርናሽናል ከምኡ`ውን ትካል IOM (ዓለም-ለኻዊ ውድብ ንስደተኛታት) እየን፦ ስራሕ ኣብ ምርካብ፡ ገዛ ኣብ ምክራይ ድዩስ ኣብ ምትዕርራይ፡ ንደቅኹም ናብ ትምህርቲ ንኸተእትዉ፡ ሕክምናዊ ሓገዝ ንኽትረኽቡ ወዘተ ክሕግዛኹም ይኽእላ እየን።

ናይ መበቆል ሃገር