ናይ ዕቑብ ስደተኛ ኵነተ-ሃለዋትኩም/መሰል ከምዘብቅዕ ንምግባር

ኣብ ገለ ጉዳያት፡ ሃገረ-ቤልጂዩም ሂባቶ ንዝጸንሐት ዕቝባ ከተሕድግ ትኽእል እያ። ከም ዕቁባት ስደተኛታት መጠን፡ ነቲ ጸዲቑልኩም ዝጸንሐ ናይ ዕቑብ ስደተኛ ኵነተ-ሃለዋት/መሰል ባዕልኹም ክትነጽግዎ እውን ትኽእሉ ኢኹም።