ዲጂታዊ ክእለት ኣማዕብሉ

ኣብ ቤልጅዩም፡ ብዙሓት ዓይነት ኣገልግሎት፡ ብቐጥታ ብመርበብ ሓበሬታ እዮም ዝወሃቡ፤ ንኣብነት፡ ቈጸራ ሓኪም ምሓዝ፡ ካብ ናይ ባንክ ሕሳብ ገንዘብ ምስግጋር...

ናትና ክፍላተ-ትምህርቲ ዲጂታዊ ክእለት ብምክትታል፡ ከመይ ጌርኩም ነዚ ዓቕሚ ደረጃ-ብደረጃ ከምእተጥርይዎ ክትግንዘቡ ትኽእሉ ኢኹም! ነዞም ብኣና እተዳለዉ ሰነዳት ክፍላተ-ትምህርቲ፡ ብመልክዕ ካብ መርበብ ሓበሬታ ክወርዱ ዝኽእሉ ናይ ፒ.ዲ.ኤፍ.ን ናይ ቪድዮን ፋይላት ክትረኽብዎም ትኽእሉ ኢኹም።

ኢ-መይል/ ጂ-መይል
ሓበሬታዊ ካርታ ናይ ጉግል
ጉግል ትራንዝለይት (ማዕከን ቋንቋኣዊ ትርጉም ጉግል)
ብቐጥታ ብመርበብ ሓበሬታ ቆጸራታት ምሓዝ
ናይ ኪው-ኣር ኮዳት 'ስካን ምግባር
ኣብ ኢንተርነት ሓበሬታ ወይ ሰነዳት ምፍታሽ
ቃላት-ይሕለፍ ምዕቃብ
ህዝባዊ መጓዓዝያ STIB/MIVB
ህዝባዊ መጓዓዝያ De Lijn
ህዝባዊ መጓዓዝያ TEC
ዕድል ሽቕለት VDAB
ዕድል ሽቕለት Actiris
ዕድል ሽቕለት Le Forem
ብቐጥታ ብመርበብ ሓበሬታ ዝወሃብ ኣገልግሎት ባንክ