ነቲ ክታበት ብኸመይ ኢኻ እትረኽቦ?
- ኣብ ላዕለዋይ ቅልጽምካ ክትውጋእ ኢኻ
- ንገለ ኽታበታት ድሕሪ እቲ ቐዳማይ ምውጋእ ሒደት ሰሙናት ጸኒሑ ካልኣይ መርፍእ ክትውጋእ ኢኻ
- 14 መዓልቲ ድሕሪ ምውጋእኻ ካብ እቲ ኮሮና ቫይረስ ብቑዕ ብዝኾነ ኣገባብ ምክልኻል ኣለኩም
- ምኽንያቱ ቲ ምክልኻል ድሕሪ ውሑድ ኣዋርሕ ክደክም ይጅምር፡ መሐየሊ መርፍእ ክትወስዱ ኣዝዩ እዩ ዝምከር። ድሕሪ ሙሉእ ክታበት ምውሳድኩም እዚ ሳልሳይ ዝውጋእ መርፍእ እዩ።