ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ
ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርታት ንዓበይቲ
- ፊደላት ላቲን (ጽቡቕ ጌርኩም) ከተንብቡ ኣይትኽእሉን ኹም
- ነቲ ትምህርቲ ናይ 'ፊደላዊ ውከላ' ('ኣፋዊral' ወይ 'écrit') ኣብ ንኣሽቱ ጉጅለታት ብምዃን ክትከታተሉ ትኽእሉ።
- ድሮ ፊደላት ላቲን ናይ ምንባብ ክእለት ኣለኩም
- ነቲ ትምህርቲ ናይ "Français langue étrangère" (FLE) ክትከታተልዎ ትኽእሉ ኢኹም።
ምምዝጋብ ንናይ ቋንቋ ትምህርቲ
- ነቲ ቅኑዕ ኮርስ ንምርካብ፡ ሓደ ሰብ ካብቲ ማእከል ቋንቋ ምሳኹም ናይ ርክብ ቆጸራ ክምድብ እዩ እቲ ኣባል ሰራሕተኛ ድሮ ትፈልጥዎም ቋንቋታት ኣየኖት ምዃኖም፡ ኣየኖት ዲፕሎማታት ከምዘለውኹም፡ ነቲ ቋንቋ ስለምንታይ ክትምሃርዎ ከምዝደለኹም፡ ብዙሕ ግዜ ኣለኩም ድዩ የብልኩምን ክሓተኩም እዩ። ሓድሓደ ግዜ ናይ ቋንቋ ክእለትኩም ንምርግጋጽ መርመራ ምውሳድ የድልየኩም እዩ።
- ድሕር'ቲ ቃለመጠይቕን እቲ መርመራን፡ እቲ ማእከል ቋንቋ ሓደ ኮርስ ክእምም እዩ።
ናይ ቋንቋ ትምህርትታት ክንደይ ገንዘብ የኽፍሉ፧
ኣመልከትቲ ናይ ኣህጉራዊ ሓለዋ ኣብ ገሊኡ ማእከላት ቋንቋ ናይ ምዝገባ ክፍሊታት ክኸፍሉ የብሎምን፡ ወይ ኣዝዩ ውሑድ ጥራይ ይኸፍሉ። ኣብ ካልእ ማእከላት ዝያዳ ምኽፋል የድልየኩም። ቅድሚ ምምዝጋብኩም ክንደይ ክትከፍሉ ከምዘለኩም ንናትኩም ማሕበራዊ ሰራሕተኛ ሕተትዎ።
How much does language courses cost?
Applicants for international protection can have a reduction on the enrolment fee for language courses.
If you are staying in a reception centre, ask your social worker which costs you have to pay before enrolling.
If you are not staying in a reception centre, Fedasil does not pay for your language course. However, you can ask Fedasil for a certificate to ask the school for a reduction in the enrolment fee for language courses. To obtain the certificate, send an email to infopoint_attestations@fedasil.be and attach your annex 26.