መርከቢ
ብዛዕባ ኣብ ቤልጂዩም ዘለኩም ሃለዋት ድዩስ ንመሰል ምቕማጥ ኣብ መቐበሊ ኣጋይሽ ብዝምልከት ሕቶ ኣለኩም ዶ? ናብ ናይ ፌዳሲል ነቝጣ ሓበሬታ ናይ ማእከል ምቕባል መጻእተኛታት ብምቕራብ ክትውከሱና ትኽእሉ ኢኹም።
ናብ`ዚ ነቝጣ ሓበሬታ ደውሉ
+32 (0)2 227 41 51
ናብ`ዚ ነቝጣ ሓበሬታ ብኣካል ምጹ
Rue de Passchendaele 2
1000 Brussels
ነቝጣ ሓበሬታ ናይ ትካል ፌዳሲል ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ኣብ ዘለዉ መዓልትታት - ካብ ሰዓት 9 ቅ.ቀ. ክሳብ ሰዓት 12:45 ድ.ቀ. ክፉት እዩ።