ዴስክታት ምምላስ ስደተኛታት

ናይ ፌዳሲል ዴስክታት ወለንታዊ ምምላስን መሻርኽቲ ትካትን፡ ኣብ መላእ ቤልጅዩም ተዘርጊሐን ይርከባ። ብወለንታ ናብ ሃገርኩም ንኽትምለሱ ሕቶ ንምቕራብ ኰነ ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ፡ ንሓንቲ ካብ’ዘን ዴስክታት ተወከሱ ኢኹም።