ቤልጂዩም 3 ዞባታት ኣለዋ

እታ ሃገር እብ 3 ዞባታት ዝተመቕለት እያ። ነፍስ ወከፍ ዞባ ናታ መንግስቲ ኣለዋ።

ኣብ በልጅም፡ 3 ዞባታት ኣለዋ፥

  • እቲ ዞባ Flemish (ፍላንደራዊ)፥ 5 ኣውራጃታት Flemish (ፍላንደራዊ) ዘለዎ።
  • እቲ ዞባ Walloon (ዋሉን)፥ 5 ኣውራጃታት Walloon (ዋሉን) ዘለዎ።
  • እቲ ዞባ ብራስለስ-ርእሲ ኸተማ፥ 19 ምምሕዳራት ከተማ ዘለዎ።

ነፍስ ወከፍ ዞባ ብዛዕባ ቁጠባዊ ጉዳያት፡ እቲ ኣከባብን ምንቅስቓስን ከምኡ'ውን ካልእ ነገራትን ዝውስን መንግስቲ ኣለዎ። ነፍስ ወከፍ ዞባ ባይቶ'ውን ኣለዎ።