ጻንሖትኩም ኣብቲ ማእከል መዕረፊ

እቲ ማእከል መዕረፊ - ክፉት መሳለጥያ መቐበሊ ኣጋይሽ እዩ።

ኣብ’ዚ ንግዚኡ ክትጸንሕ ኢኻ፣ ክሳብ ፌዳሲል ምቹእ ቦታ ኣብ ካልእ ኣብ በልጀም ዘዳልወልካ። 

ነቲ ናትካ መስርሕ፣ ድሕንነትካን ውልቃዊ ኩነታትን እቶም ሰራሕተኛታት ክከታተሉልካ እዮም።  

ዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ጻንሒትካ ፧ 

  • ኣብ’ቲ መቐበሊ ክፍሊ፣ ናይ ሓበሬታ ትምህርታት ክትረክብ ትኽእል። 
  • ሕቶ ኣለካ ድዩ፧ ምጻእ ምሳና ተዘራረብ!
መቐበሊ ክፍሊ
Listen to the audiotour
ናይ’ቲ መቐበሊ ማእከል ሕግታት
ካብ’ቲ መቐበሊ ማእከል ምውጻእን ምምላስን