ናይ ትምህርቲ ምስክር ወረቐተይ፡ ተቐባልነት ከምዝረክብ ንኽገብር

ኣብ ወጻኢ ሃገር ዝተዋሃብኩሞ ወረቐት ምስክር ትምህርቲ እትውንኑ ኴንኩም፡ ኣብ ፍላንደርስ ወይ ብራስለስ ክትሰርሑ ዶ ትደልዩ ኣለኹም?

ወረቐት ምስክር ትምህርትኹም ብመገዲ NARIC-ፍላንደርስ ተቐባልነት ንኽጸድቀሉ ሕቶኹም ኣቕርቡ።

ኣብ ወጻኢ ሃገር ዝተዋሃብኩሞ ወረቐት ምስክር ትምህርቲ እትውንኑ ኴንኩም፡ ኣብ ዋሎኒያ ወይ ብራስለስ ክትሰርሑ ዶ ትደልዩ ኣለኹም?

ወረቐት ምስክር ትምህርትኹም ብመገዲ ENIC/NARIC-ዋሎኒያ ተቐባልነት ንኽጸድቀሉ ሕቶኹም ኣቕርቡ።

ናብ ተኽእሎ ዘለዎ ኣቐዲሙ ዝነበረ ወይ ዝስዕብ ናይ ሓበሬታ ገጽ መወከሲታት ወስኽ፥

  • ላዕለዋይ ትምህርቲ
  • ኣብ ስራሕ ምውፋር
  • VDAB/FOREM/Actiris